መቐለ —
ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይን ስዒቡ ዝመጸ ለውጢን ኣብ ትግራይ ዘለዉ ተነሓናሕቲ ሰልፍታት ብዛዕባ ዘለዎም ቅሬታ ይገልጹ ኣለዉ። ነዚ ዝምልከት ካብ ሰልፊ ባይቶና ንኣይተ ኪዳነ ኣመነ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ወሳኒ ጉዳያት ክልል ትግራይ ህወሓት ጥራይ ድዩ? ሕቶ ተቓወምቲ ሰልፍታት ትግራይ