ዋሽንግተን —
ኣብ ሚኒሶታ ዝርከቡ ወለዲ ክለብ መንእሰያት ደንደን፡ ብዛዕባ ኣመሰራርትኦም፡ ዕላማኦምን ፡ ብኸመይ ናብ ኣርኣያነት ዝሓዘ ደረጃ ብቕዓት ክበጽሑ ከምዝኸኣለቱን የብርሁ።
Your browser doesn’t support HTML5
ወለዲ ክለብ ስፖርት ኤርትራዊያን መንእሰያት ደንደን ብዛዕባ ኣመሰራርታን ዕላማን’ታ ጋንታ ይዛረቡ
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ መጀመርያ ኣብ ሚኒሶታ ኣብ ዝተኻየደ መበል 34 ፈስቲቫል ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣሜሪካ ክለብ ደንደን ኣብነታዊት ጋንታ ተባሂላ ተረቑሓ ኔራ።
Your browser doesn’t support HTML5
ወለዲ ክለብ ስፖርት ኤርትራዊያን መንእሰያት ደንደን ብዛዕባ ኣመሰራርታን ዕላማን’ታ ጋንታ ይዛረቡ