ኵነታት ትግራይ ካብዚ'ኸ ናበይ? (2ይ ክፋል)
Your browser doesn’t support HTML5
ድሕሪ ምንስሓብ ሓይልታት ትግራይ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እቲ ዝቕጽል ምዕራፍ‘ከ እንታይ‘ዩ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ክዛተዩ ዶክተር ሙሉጌታ ገብረዝጋብሄር ካብ ኣመሪካን ዶክተር ጌታቸው ኣሰፋ ካብ ካናዳ‘ዮም።
Your browser doesn’t support HTML5