ኵርናዕ ናጻ ፕረስ፤ ቴለቪዥን ኤሪ-ሳት

Your browser doesn’t support HTML5

ዝሓለፈ ሰሉስ ተዘኪሩ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ንዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይ ፈለማ ህዝባዊት መደበር ሳትላይት ቴለቪዥን--ኤሪ-ሳት ዝዀነ ሄኖክ ተኽለ (ብጫ) ኣዘራሪብና ኣሎና። ንቕርጺ እቲ ትካል፡ ምወላ፡ ብዝሒ ኣባላትን ካልኦት ምስታ መደበር ቴለቪዥን ተኣሳሲሩ ዝለዓል ሕቶታትን ንዝምልከት ምላሽ ሂቡ'ሎ።