ኲናት ዝፈጠሮ ሰንፈላል ህይወት መንእሰያት ክልል ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ኲናት ክልል ትግራይ ንሰላማዊ ህይወት ብዙሓት ዜጋታት ፀልዩ’ዩ። መንእሰያት ድማ ብህይወትን ሞያን ካብቶም ቀንዲ ግዳያት’ዮም። ነቶም ኣብ በበይኑ ሞያ ክነጥፉ ዝፀንሑ መናእሰይ ከመይ ከም ዝተንከፎምን ዘማዛበሎምን ንገለ መንእሰያት ኣዘራሪብና ኣለና።