መቐለ —
ልዕሊ ሓደ ዓመት ኣቝጺሩ ዘሎ ኲናት ትግራይ፡ ኣብ በበይኖም ኣካላት ሕብረተሰብ ሰፊሕ ስነ-ኣእሙራዊ በሰላ ይሓድግ ምህላዉ ፍሉጥ ኰይኑ፡ ኣብ ኣደታትን ህጻናትን ዝወርድ ዘሎ ሃስያ ግን ሕልፊ’ዩ። ኰኾብ ገብሩ እምበኣር ብሞያኣ ኣብዚ ስራሕ ንምቅላል ትሰርሕ ዘላ መንእሰያ’ያ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኲናት ዝወለዶ ስነ-ኣእሙራዊ በሰላ ንምፍዋስ