ኲናት ክልል ትግራይ ንሞት ኣብ እዋን ወሊድ የጋድድ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝተወልዐ ኲናት መጠን ሞት ኣደታት ኣብ እዋን ወሊድ ብሓሙሽተ ዕጽፊ፣ ከምኡ ድማ ሞት ህጻናት ብኣርባዕተ ዕጽፊ ክዓቢ ምኽንያት ከም ዝዀነ፡ ምስ መቐለ ዩኒቨርስቲ ብምትሕብባር ኣብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ተሓቢሩ።