ዋሽንግተን —
ለበዳ ኮሮናቫይረስ ፈለማ ካብ ዝተራእየላ ከተማ ውሃን ቻይና ትማሊ ረቡዕን ሎሚ ሓሙስን ንፈለማ ግዜ በቲ ቫይረስ ዝተታሓዘ ሓድሽ ሰብ ከምዘይተረኸበ ተፈሊጡ።
ብኣንጻር’ዚ ኣብ ጀርመን ብብዝሒ ሓድሽ ዝተታሓዙ ኣብ ኢጣልያ ድማ ብዝሒ ሞት እናወሰኸ ይኸይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኮሮና ቫይረስ ዝተበገሰላ ከተማ ውሃን ሓድሽ በቲ ሕማም ዝተታሕዘ ሰብ ከምዘየለ ተገሊጹ