ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ሴነት ኣመሪካ ንሰነድ S.3199 ኣጽዲቅዎ

  • በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

ንፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ዝትንትን ኣቶ ላባን ስዩም ብወገኑ "ብዙሓት ሰባት S.3199 ንኢትዮጵያ በታኒ እዩ ዝብል ዝተጋገየ ገምጋም ኣለዎም። ብኣንጻሩ ንሓድነታ ዘሐይል እዩ" ይብል።