ኮሚተ ሰኔት ፕረ ነበር ትራምፕ ተገዲዶም ቃለ ምስክርነቶም ክህቡ ወሲኑ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዝነበረ ዶናልድ ትራምፕ፣ ንውጽኢት ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንምቕያር አብ ዝተካየደ ስርሒት ንዝነበሮ ተራ ብዝምልከት ተገዲዱ ቃለ ምስክርነት ንክህብ፡ ኮሚቴ ሴነት አመሪካ ትማሊ ሓሙስ ወሲኑ`ሎ።