ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ ስርሑ ጀሚሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ብሓገዝ ዓለምለኸ ትካል ገባሪ ሰናይ ኮርያ ዝተሃነፀ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ ስርሑ ጀሚሩ። ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ብር ወጻኢ ከምዝተገብረሉ ዲን ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ መምህር ሚኪኤለ ሃይለስላሰ ገሊፆም።