መቐለ —
ኮሌጅ ጥዕና ሳይነስ ዩኒቨርስቲ መቐለ 397 ሰብ ሞያ ብዓውዲ ሕክምና ኣመሪቁ፡፡ እዞም ብዝተፈላለየ ሞያ ሕክምና ዝተመረቁ ኣብ ክልል ትግራይ ንዘሎ ክፍተት ሽፋን ሰብ ሞያ ሕክምና ከምዝዓብሱ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎሰ ጎዶፋይ ሓቢሮም፡፡
ምስ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎሰ ጎዶፋይ፣ ተመረቅቲ ዶክተር ሜሪ ትካቦን ዶክተር ኣማሳሉ ኣለምን ዝተኻየደ ቃለ ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል፡፡
Your browser doesn’t support HTML5