ዋሽንግተን —
ኣብ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ብዝተኻየደን ይካየድ ብዘሎን ኲናት ናይ ኣመሪካ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣፈፃሚ ትእዛዝ 17 መስከረም 2021 ምፍራሞም ይዝከር።
ኣብ ኲናት ይሳተፉ ዘለው መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ህወሓትን ናይ ኣምሓራ ክልላዊ መንግስትን ቶኽሲ ጠጠው ንምባል እንድሕር ዘይተሰማሚዖም ግብራዊ ክኸውን ብፕረዚደንት ባይደን ዝተፈረመ ትእዛዝ ብዝምልከት ኣብ ኖርወይ ብሕጊ ናይ ዶክትሬት ትምህርቱ ይከታተል ዘሎ ኣቶ ሙሉ በየነን ክኢላ ዓለምለኸ ሕጊ ዝኾነ ኣቶ ኢሳያስ ሃይለማሪያም ድማ ካብ ካሊፎርኒያ ብዛዕባ ስፍሓትን ዕምቆትን እቲ ትእዛዝ ዝምልከት ዝሃቡዎ መብርሂ ኣብዚ ዝስዕብ ተኸታተሉዎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት