ክትዕ ሕጹያት ዲሞክራቲክ ፓርቲ ኣሜሪካ

ሕጹያት ተወዳደርቲ ዲሞክራቲክ ፓርቲ ኣሜሪካ ትማሊ ሶሉስ ክትዕ አካይዶም ኣለው።

እዚ ክትዕ ዝተኻየደ ቅድሚ እቲ ኣብ 2020 ዝካየድ ናይ መጻረይ ምርጫ ኣብ ክፍለ- ግዝኣት ኣይዋ ክካየድ ሰለስተ ሰሙን ኣብ ዝተረፈሉ እዋን’ዩ።

ሽዱሽተ ንፕረዚደንት ሕጹያት ንምዃን ዝወዳደሩ ዲሞክራት ኣብ ዓውድታት ንግዲ: ክንክን ጥዕናን ፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢን ተኻቲዖም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ክትዕ ሕጹያት ዲሞክራቲክ ፓርቲ ኣሜሪካ