ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ክልል ትግራይ ምጅማሩ ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ-19 ጀሚሩ ኣሎ። እዚ ብምትሕብባር ውድብ ጥዕና ዓለምን ተራድኦ ህፅናት ዓለም (ዩኒሰፍን) ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ን1.6 ሚልዮን ህዝቢ ክብጻሕ ትጽቢት ተገይሩዎ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5