ክልተ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ዓረና ካብ ኣባልነት’ቲ ውድብ ምውጽኦም ኣፍሊጦም

ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ዓረና ትግራይ ዝኾኑ ኣይተ ኪዳነ ኣመነን ኣይተ ክብሮም በርሀን ካብ ኣባልነት ውድብ ከምዝወፁ ኣፍሊጦም።

ኣብቲ ውድብ ክመዓራረዩ ዝግበኦም ፀገማት ብቅልጡፍ ብዘይምዕራዮም ካብቲ ውድብ ምልቃቖም'ውን ገሊፆም።

ናይ ባዕሎም ሓዱሽ ውድብ ንምምስራት ናብ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሕቶ ከምዘቕረቡ ኣይተ ኪዳነ ኣመነ ተዛሪቦም።

ኣመራርሓ ውድብ ዓረና ኣብዚ ጉዳይ ሓቲትናዮም ኣብቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ቀረባ መግለፂ ክንህብ ኢና ዝብል ምላሽ ሂቦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ክልተ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ዓረና ካብ ኣባልነት’ቲ ውድብ ምውጽኦም ኣፍሊጦም