መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ክመፅእ ይኽእል እዩ ክብል ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን እቲ ክልል ኣተሓሳሲቡ::
ዕስለ ኣንበጣ ካብ ዝተርኣየሎም ዞባታት እቲ ክልል ዞባ ደቡብ ትግራይ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ነፃ ምኻኑ ኣፍሊጡ::
እቲ ዕስለ ቀዲሙ ኣብ ዘይነበረሉ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ካብ ትማሊ ጀምሩ ከምዝተርኣየ ድማ እቲ ቢሮ ገሊፁ ኣሎ::
Your browser doesn’t support HTML5
ክልል ትግራይ:ዕስለ ኣንበጣ ዝተርኣየሎም ዞባታት ደቡብ ትግራይ ነፃ ምኻኑ ተሓቢሩ