መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ለብዒ ኮቪድ-19ን ዝሰዓበ ኲናት ብድምሩ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንኽልተ ዓመት ደው ኢሉ ኣሎ። ድምጺ ኣመሪካ ተመሃሮን መምሃራንን ከመይ ይሓልፉዎ ከም ዘለዉ፡ ንበበይኖም ኣካላት ኣዘራሪቡ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ክልል ትግራይ-ንኽልተ ዓመት ብዘይ ኣገልግሎት ትምህርቲ