ቪድዮ ክልል ትግራይ ሓገዝ ኣይቀጸለን ይብል ሚያዝያ 12, 2022 Your browser doesn’t support HTML5 ድሕሪ ክልተኣዊ ምቍራጽ ተጻብኦታት፡ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተዋ ብዝሒ ረድኤት ዝጻዓና መካይን 26 ጥራሕ ከምዝኾና ሓላፊት ቢሮ ርክብ መንግስቲን ህዝብን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ሊያ ገሊጸን።