ኬንያ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ሓላፊት ጉዳያት ፍትሒ መዚዛ

ፕረዚደንት ኬን ያ ኡሁሩ ኬንያታ ንፈለማ እዋን ጓል ኣንስተይቲ ላዕለወይቲ ዳኛን ሓላፊት ጉዳያት ፍትሕን ሸይሙ ።

ፓርላማ እታ ሃገር ንሹመት ማርታ ኮሜ ድሕሪ ምፅዳቁ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት፥ ውሳነታትን ስጉምትታትን መንግስቲ ሒዙ ዝወጽእ ፍሉይ ጋዜጣ ዜና ሹመታ ሒዙ ወፂኡ'ሎ ።

ይኹን ምበር ሓደ ሓደ ናይ ፍትሒ ኣካላት መስርሕ እቲ ምምራጽ ብዝተጭበርበረ መገዲ ዝተኻየደ እዩ ይብሉ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ኬንያ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ሓላፊት ጉዳያት ፍትሒ መዚዛ