ኬንያ ኣብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ንምስፋሕ ተወሳኺ መሬት ትህብ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኬንያ ኣብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ንምስፋሕ ተወሳኺ መሬት ትህብ

ኣብ ኣፍሪቃ እቲ ዝዓበየ ኣብ ኬንያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ካብቲ ዝንበሮ ዝያዳ ይዓብይ ብምህላው: ኬንያ እቶም ዝተጸቃቀጡ ስደተኛታት መታን ትንፋስ ክረኽቡ ተወሳኺ መሬት ንምሃብ v ኣጽዲቃ'ላ።

ኬንያ ንመዓስከራት ስደተኛታት ንምግፋሕ ነዚ ስጉምቲ ትወስድ ዘላ ካብ ጥምየትን ኹናትን ሃገሮም ሃዲሞም ረድኤት ንምንዳይ ኣሽሓት ሶማልያውያን ናብቲ መዓስከር ኣብ ዝመጽሉ ዘለዉ እዋን እዩ።