ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ዝጉዓዛ ዝነበረ ስደተኛታት ዝጸዓና ጀላቡ ብምጥሓለን 52 ሰባት ሞይቶም
Your browser doesn’t support HTML5
ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ዝጉዓዛ ዝነበራ ስደተኛታት ዝጸዓና ክልተ መራኽብ ትማሊ ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ብምጥሓለን 52 ሰባት ሞይቶም።ኣብ ክልቲኣን ጀላቡ 130 ሰባት ተጻዒኖም ከምዝነበሩን ብህይወቶም ዝተረፉ ግን 16 ጥራይ ምዃኖም ተሓቢሩ’ሎ። ካብቶም ዝሞቱ ኢትዮጵያዊያን ከምዘለው ዝተገለጸ ክኸውን ከሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብወገኑ ሓደ ጉጅለ ምልኣኹ ገሊጹ’ሎ።