ካብ ክልል ትግራይ ዝተፈናቐሉ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ሰሜን ወሎ ይኣትው ምህላው ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ክልል ትግራይ ዝተፈናቐሉ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ሰሜን ወሎ ይኣትዉ ከምዘለዉ ይግለጽ ኣሎ። ንሳቶም ብሰንኪ ሕሰም ናብራን ስእነት ሰላምን ከባቢኦም ምሕዳጎም ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም ኣለዉ። ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብወገኑ፡ እቲ ምኽንያት መሰረታዊ ሸቐጣት ናብ ክልል ትግራይ ከይኣቱ ምኽልካሉ`ዩ ይብል።