ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዝምለሱ ዝነበሩ ሰራዊት ደምህት ብዘጋጠሞም ሓደጋ መኪና 4 ሰባት ሞይቶም
መቐለ —
ብመሰረት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ፃውዒት ልዕሊ 2,500 ሰራዊት ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ደምህት) ሎሚ ሶሉስ ዕጥቆም ፈቲሖም ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም።
ሎሚ ንጉሆ ካብ ኣስመራ ተበጊሶም ናብ ዘላምበሳ ይጓዓዙ ዝነበሩ ሰራዊት ዴምህት ኣብ ሰገንይቲ( ኤርትራ) ብዘጋጠሞም ሓደጋ መኪና ህይወት ኣርባዕተ ኣባላት ሰራዊት እቲ ምንቅስቓስ ሓሊፉ።
Your browser doesn’t support HTML5
2,500 ሰራዊት (ደምህት) ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም
ዴምህት ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወ ሰላማዊ ቃልሲ ንምክያድ ምዃኑ ኣፍሊጡ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዝምለሱ ዝነበሩ ሰራዊት ደምህት ብዘጋጠሞም ሓደጋ መኪና 4 ሰባት ሞይቶም