ካብ ንእሽቶ ክሽነ ናብ ዓቢ ውድድር መግቢ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣልጋነሽ ሚኪኤል ብሞያኣ ነርስ ደኣ ትዅን እምበር፡ ሕጂ ግን ኣብ ክፍለ-ሃገር ቨርሞንት ኣብ ምድላው ቀረባት መግቢ’ያ እትሰርሕ። ምስ ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎት ብምልፋን መግቢ እተዳሉ ኣልጋነሽ ንብሉጻት ሰራሕቲ መግቢ ኣመሪካ ዝወሃብ ሽልማት JAMES BEAR AWARD ተረቚሓስ ናብ ፍርቂ ፍጻመ በጺሓ ኣላ። ብዛዕባ ሞያኣ ንመደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ኣዘራሪብናያ ኣለና።