ካብ ቤንሻንጉል ጉምዝ ተመዛቢሎም ኣብ ነቀምቲ ዝርከቡ ዜጋታት

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ ቤንሻንጉል ጉምዝ በሎ ጃገንፎይና ቦጌ ወረዳ ተመዛቢሎም ኣብ ነቀምት ተዓቑቦም ዝርከቡ ዜጋታት መንግስቲ ነባሪ ፍታሕ ይሃበና ክብሉ ጻውዒቶም የቕርቡ ኣለው።ሓላፊ ቤትጽሕፈት እዋን ሓደጋ ምብራቕ ወለጋ ካብቶም ኣብቲ ቦታ ዘለው 157 ሰባት ክሳብ ዝመጽእ ዓመት ኣብቲ ቦታ ከምዝጸንሑ ይገልጽ። መንግስቲ ክልል ኦሮምያ ብወገኑ ተመዛበልቲ ናብ መነባብሮኦም ክምለሱ ይስርሓሉ ከምዘሎ ገሊጹ መዓስ ንዝብል ግን ውሱን ጊዜ ከምዘይብሉ ሓቢሩ’ሎ።