▶ካብ መንበሪኦም ዝተመዛበሉ ኢትዮጵያዊያን ሕጂ'ውን ኣብ መንቀራቕሮ ከምዘለው ይሕብሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ዝርከቡ ተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ብሰንኪ ሕፅረት መግብን መፅለልን ንዝተዓቁ፟ቡሎም ሓደ ሓደ መዓስከራት ሓዲጎም ይወፁ ኣለዉ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብዚ ሰዓት ናብ መንበሪኦም ንምምላስ ዝሓሸ ኣማራፂ ንምዃኑ ዝተረጋገፀ ነገር የለን ክብል የጠንቅ፟ቕ። ከምኡ'ውን ንተወሳኺ ዓለምለኸ ሓገዝ ፃውዒት የቕርብ።