'ካቢ+' ብኤርትራዊያን መንእሰያት ዝተዳለወ ፊልምታት ዝቐርበሉ መድረኽ(1ይ ክፋል)

Your browser doesn’t support HTML5

'ካቢ' ትካል መሰልጠኒ ዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት፥ ሰልጠንቲ ንሞያኦም ንምኽዕባትን ኣብ ስራሕ ንምውፋርን ዓሊሙ ኣብ ቀረባ ጊዜ ናይ ትግርኛ ፊልምታት ዝቐርበሉ መድረኽ ኣዳልዩ'ሎ።