ታሪኽ ህይወት ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ምክትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ - ካመላ ሃሪስ

ምኽትል ፕረዚደንት ካምላ ሃሪስ ጠበቃን ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎርኒያን ኣባል ባይቶ ኣሜሪካ (ሴኔት)ን ንዝበሉ ሓላፍነተን ብዕሊ ኣረኪበን ናብቲ ኣብ ኣሜሪካ ካልኣይ ዝዓበየ ስልጣን ኣምሪሕን ባይቶ ኣለዋ።

ሎሚ ሮቡዕ ንሰንን ተመራፃይ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ኣፍደገ ህንጻ ባይቶ ኣሜሪካ (ካፒቶል ሂል) ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት ቃለ መሓላ ድሕሪ ምፍፃሞም ካምላ ሃሪስ ቀዳመይቲ ፀላም ጓል ኣንስተይትን ካብ ስደተኛታት ስድራ ዝተረኽባ ህንዳዊት ኣሜሪካዊት ምኽትል ፕረዚደንት ኮይነን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ታሪኽ ህይወት ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ምክትል ፕረዚደንት ኣሜሪካ - ካመላ ሃሪስ