ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ግብጺ

ከተማ ካይሮ ግብጺ

ግብጺ ኣብዚ ቀረባ ንገለ ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ጠሪዛ ዝብሉ ጸብጻባት ተሰሚዑ'ሎ። ካልኦት'ውን ናይ ምጥራዝ ኩነታት ኣንጸላልይዎም'ሎ ክብሉ ካብ ግብጺ ዘዘራረብናዮም ሰለስተ ኤርትራውያን ይገልጹ።

ኣብዚ ጉዳይ ርእይቶ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምብራቅ ኣፍሪቃን ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝርከብ ኤምባሲ ግብጽን ንምርካብ ብኢመይል ሓቲቲና ዛጊት አይረኸብናን: ምስ ረኸብና ከነቅርበልኩም ኢና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ግብጺ