ቪድዮ ኩነታት ኣብ ከተማ ዓደን ዝርከቡ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ሚያዝያ 26, 2019 Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ስታድዮም ከተማ ዓደን የመን ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ናብ ካልእ ሃገር ኮነ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዘይኸአሉ ይገልጹ።ብተወሳኺ መግቢ ኾነ ማይ ከምዘይብሎም ይገልጹ ኣለው።