ዋሽንግተን —
ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ሃገሮም ብኸመይ ኣብያተ ንግዲ: ኣብያተ ትምህርቲን ኣብያተ ክርስትያንን በብቁሩብ ዝኽፈትሉ መንገዲ ብዝምልከት ሓድሽ መምርሒ ይግምግሙ ኣለው።
ክፍለ ግዝኣታት ኸአ ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዝተነብረ ቀይድታትንምፍዃሱ ዘመላኽት ኣንፈታት የርእዩ ኣለው ።
Your browser doesn’t support HTML5
ምምሕዳር ትራምፕ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ዘጋጠመ ምዕጻው ዝኽፈተሉ መምርሒ ይግምግሙ ከምዘለው ተገሊጹ