መቐለ —
ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትሪን ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም ተኸስተ ምስ ማዕኸናት ዜና ውሽጢ ሃገር ኣብ ዝገበርዎ ቃለ መጠይቕ ተጋሩ ዳያስፖራ ካብተን ትካላት፡ ኣክዮን ክዕድጉ ፀዊዖም።
ኣብዚ ሐዚ እዋን ንመሸጣ ቀሪበን ዘለዋ ትካላት ትእምት፤ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ፣ ሱር ኮንስትራክሽንን ትራንስ ኢትዮጵያን እየን።
Your browser doesn’t support HTML5
ኩባንያታት ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ንመሸጣ ኣክስዮን ቀሪበን