ከተማ ሱሚ ዩክሬን አማራጺ ምንጪ ኤሌትሪክ ንምርካብ ትሰርሕ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ከተማ ሱሚ ዩክሬን አማራጺ ምንጪ ኤሌትሪክ ንምርካብ ትሰርሕ

መሰረተ ልምዓት ጸዓትን መስመራት ሓይሊ ኤሌትሪክን ዩክሬን ዒላማታት ሩሲያ ኣብ ዝኾንሉ ዘለው ኣብ ሰሜናዊት ከተማ ሱሚ ዝርከቡ ተመራመርቲ መብራህቲ ከብርህ ዝኽእል ናይ ፀሓይ ቴክኖሎጂ ብስፍሓት ምፍራይ ንምጅማር ዘለዎም ተስፋ ይገልጹ።

ወራር ሩሲያ ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ተመራመርቲ ከተማ ሱሚ ኣማራፂ ምንጭታት ፀዓትንምምዕባል ክሰርሑ ፀኒሖም እዮም።ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ኵናት ካብ እትኸፍት ኣትሒዙ መብዛሕቲኡ መሰረተ ልምዓት እታ ሃገር ዓኒዩ እዩ።

እቶም ተመራመርቲ ፍታሕ ከምፅኡ ነበርቲ ተስፋ ኣለዎም።