ኦነግ ወታሃደራቱ ናብ ካምፕ ከምዝኣትው ኣፍሊጡ

ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ወታሃደራቱ ናብ ካምፕ ንምእታውን ኣብ ኣስመራ ዝተገብረ ውዕል ሰላም ንምትግባሩ ይንቀሳቀስ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።


ብኻልእ ዜና አባላት እቲ ግንባርን ኣመራርሕኡን ደገፍቱን ኣብ መላእ ኦሮምያ ይእሰሩ ኣለው ክብል ሓቢሩ።


ናይ ምዕራብ ኦሮምያ ኮማንድ ፖስት ምስቲ ኣብቲ ቦታ ዝተፈጥረ ጎንጺን ዘይምርግጋእን ንዝተጠርጠሩ ሰባት ምእሳሩ ከምዝቐጸለ ኣፍሊጡ'ሎ።


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኦነግ ወታሃደራቱ ናብ ካምፕ ከምዝኣተው ኣፍሊጡ