ኤርትራውያን ኣብ ሽልማት ግራሚ ኤርሚያስ ኣስገዶም (ኒፕሲ ሃስል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ቅድሚ ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 62 ሽልማት ግራሚ፡ ዝሓለፈ ዓመት ዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ራፐር ኤርሚያስ ኣስገዶም ክልተ ሽልማት ረኺቡ’ዩ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽልማት ግራሚ፡ ንዝኽሪ ኒፕሲ ሃስል ኣብ ዝቐረበ ሙዚቃዊ ምርኢት፡ ሳዕሳዕቲ ንባህላዊ ኣልባሳት ኤርትራ ተኸዲኖም ምርኢት ኣቕሪቦም ኔሮም።

ተወልደ ወልደገብርኤል ዘዘራረቦም ሰለስተ ኤርትራውያን ነበርቲ ኣሜሪካ ፡ ኣምባሳጅር ብርሃነ፡ ፈቨን ወረደ፡ መኮነን ገብረማርያም ርእይቶታቶም ሂቦም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራውያን ኣብ ሽልማት ግራሚ ኤርሚያስ ኣስገዶም (ኒፕሲ ሃስ