ኤርትራውያን ተቐማጦ መቐለ ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ መሳርሒታት ናብ መዓስከር ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኢትዮጵያ ኣብፂሖም

ኤርትራውያን መናእሰይ ተቀማጦ ከተማ መቐለ ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ መሳርሒታት ናብ መዓስከር ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኢትዮጵያ ኣብፂሖም።

እዞም ኤርትራውያን መናእሰይ ብሰናይ ድልየቶም ተወዲቦምን ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ወገናቶም ዝተፈላለዩ ሓገዛት ብምሓዝ እዮም ናብቲ ከባቢ ዝተጉዓዙ: ምስ ኣተሓባባሪ እታ ጉጅለ ኤርትራዊ መንእሰይ መርሃዊ ወይ ድማ ዘርኣይ ደረስን ኣባል እታ ናብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝተጉዓዘት ጉጅለ ዝኮነ መሓመድን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራውያን ተቐማጦ መቐለ ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ መሳርሒታት ናብ መዓስከር ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኢትዮጵያ ኣብፂሖም