ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ስፖርት ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ብዛዕባ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ 2019 ራባት ሞሮኮ
Your browser doesn’t support HTML5
ኤርትራ ኣብ ራባት ሞሮኮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ 2019 ብሽዱሽተ ዓይነታት ስፖርት ትሳተፍ ኣላ። ኤርትራ ትሳተፈሎም ዘላ ዓይነታት ስፖርት ሰደቓ ተኒስ፤ ኣትለቲክስ፤ ብሽክለታ፤ ባድመንተን፤ ምሕምባስን ቸስን እዮም።
ነዚ ብዝምልከት ጋዜጠኛ ስፖርት ክብርኣብ ተሳፋሚካኤል ምስ ሃገራውያን ጋንታታት ኤርትራ ኣብቲ ቦታ ይርከብ።