ሓጺር ሌላ ምስ አባል ኮንግረስ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ጆ ንጉሰ

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ጆ ንጉሰ ንክፍለ ግዝኣት ኮሎራዶ ዝወከለ ፈላማይ ጸሊም ኣሜሪካዊ ኮይኑ ተዓዊቱ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ጆ ንጉሰ(ዮሴፍ ንጉሰ) ኣብቲ ትማሊ ዝተኻየደ ምርጫ ባይቶ (ኮንግረስ)ኣሜሪካ ንክፍለ ግዝኣት ኮሎራዶ ዝወከለ ፈላማይ ጸሊም ኣሜሪካዊ ኮይኑ ተዓዊቱ።