ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ብሉጽ ኣጥቅዓይ ቱር ዲ ፍራንስ 10ይ መድረኽ ኮይኑ

Your browser doesn’t support HTML5

ሎሚ ካብ ሰይንት ፍሎርስ ናብ ኣልቢ ኣብ ዝተኻየደ 217 ኪሎሜተር ዝሽፍን 10ይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ቱር ዲ ፍራንስ 2019:   ተቐዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ ብዘርኣዮ ብሉጽ ጸወታ መጥቃዕቲ ዕውት ሽልማት ኣንታርጋዝ መጥቃዕቲ Antargaz Combative Prize ኮይኑ ኣብ መድረኽ ተዓወቲ ቱር ዲ ፍራንስ ክድይብ በቒዑ።