ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኤፍሬም ኣረፋይነ ሃብተ ኣብ ምርጫ ሽወደን ይሳተፍ

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኤፍሬም አረፋይነ ሃብተ ኣብ ምርጫ ሽወደን ይሳተፍ

ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኤፍሬም ኣረፋይነ ሃብተ መስከረም 11,2022 ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ን'ሰንትራል' ዝተባህለ ሰልፊ ወኪሉ ኣብ ሰለስተ ባይቶታት'ታ ሃገር ይወዳደር ኣሎ።

ንሱ ናብ ፖለቲካ እታ ሃገር ዝተጸንበረሉ ምኽንያት ኣቐዲሙ ኣብ 2018 ዝነበረ ምርጫ ዝነበረ ተመኽርኡ ከምኡ'ውን ኣብዚ ምርጫ እንተተዓዊቱ ክሰርሓሉ ዝደልይ ጉዳያት ብዝምልከት ኣዘራሪብናዮ ኣለና።