መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ድሮ ቅድድም ብሽክለታ ቮልታ ቫለንሲያ 2019

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ እቲ እንኮ ኣብ ዙር ቮልታ ኮሚኑታ ቫለንስያ ስፔን 2019 ዝወዳደር ዘሎ ኤርትራዊ ተወዳዳራይ’ዩ። ዙር ቫለንስያ ስፔን ካብ ጽባሕ የካቲት 6 ክሳብ 10 ዝካየድ ኮይኑ ኣብቲ ውድድር ካብ 24 ጋንታታት ዝተዋጽኡ ኣስታት 161 ተቀዳደምቲ ክወዳደሩ’ዮም።