ኣስመራ —
ማእከል ዝናር ጥበባት ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማዕታት ኤርትራ፡ ዝሓለፈ ረቡዕ 16 ሰነ 2021 ፍሉይ ናይ ዝኽሪ መደብ ኣካይዱ ኔሩ።
ኣብ’ቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል-ኣስመራ ዝተኻየደ ናይ ዝኽሪ መደብ ፡ገዳይምን መንእሰያትን ስነጥበባውያን ነቲ ዕለት ዘንጸባርቑ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ኣቕሪቦም ኔሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኤርትራ፡ ዝናር ጥበባት ዞባ ማእከል ፍሉይ መደብ ዝኽሪ 20 ሰነ ኣካይዳ