ኣስመራ —
ብክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ማእከል ንሓደ ዓመት ዝተኻየደ ውድድር “ዝናር ጥበባት ማእከል” ንዕዉታት ናይ ገንዘብን ፍሉይ ሽልማት ዝናርን ብምሃብ ብ17 ጥሪ ተዛዚሙ።ኣብ’ቲ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል፡ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኤርትራ፡ዕዱማትን ስነ-ጥበበኛታትን ዝተረኽቡሉ ናይ መዛዝዘሚ ስነ-ስርዓት ዝተፈላለዩ ባህላዊ መሰናድኦታት ቀሪቦም ነይሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኤርትራ-ውድድር “ዝናር ጥበባት ማእከል” ሽልማት ብምሃብ ተዛዚሙ
Your browser doesn’t support HTML5
ኤርትራ-ውድድር “ዝናር ጥበባት ማእከል” ሽልማት ብምሃብ ተዛዚሙ