ኤርትራ: ኣብ ህጻናት ዘተኮሩ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ዘዳልው ስነጥበባዊ

ተኽለ ተስፋሚካኤል(ክላውን)ይበሃል።ኣብ ቆልዑ ብዘለዎ ፍሉይ ተገዳስነትን ቆላሕታን፡ኣዘናጋዕትን መሃርትን ትሕዝቶታት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ዘበርክት ዘሎ ስነ-ጥበባዊ’ዩ።

ክሳብ ሕጂ ልዕሊ 5 ካሴታትን ንጽል መዛሙር ህጻናትን ኣዴታትን ኣዳልዩ’ሎ።ኣብ ተለቪዥንን ካልኦት ኣጋጣሚታትን’ውን ዝተፈላለዩ ናይ ህጻናት ናይ ፓፐት(ባንቡላ) ምርኢታትን መዛሙርን የቕርብ።

ናይ ሎሚ ጋሻ ቂሔ ጽልሚ ኮይኑ’ሎ: ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ: ኣብ ህጻናት ዘተኮሩ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ዘዳልው ስነጥበባዊ