ኤርትራ:ኣባላት ኩባንያ ህንጻ ብድሆ ብጥርኑፍ ደም ይልግሱ
Your browser doesn’t support HTML5
ኩባንያ ሓፈሻዊ ህንጻ ብድሆ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ንሰራሕተኛታተን ብጥርኑፍ ኣብ ምልጋስ ደም ክሳተፉ እተተባብዕ ትካል’ያ። እዛ ትካል ካብ 2004 ኣትሒዛ ኣብዚ ሰናይ ተግባር ክትነፍጥ ምጽናሓ ኣወሃህደቲ እቲ ተበግሶ ይገልጹ።
Your browser doesn’t support HTML5