ኤርትራ: ናይ ድራማን ምእላይ ፊልምን ስልጠና ዝወሰዱ መንእሰያት ተመሪቖም

ባህላዊ ጉዳያት: ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ብድራማን ምእላይ ፊልምን ዘሰልጠኖም 140 መንእሰያት ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ትያትር ብ21 መጋቢት 2019 ኣብ ሲነማ ኣዝመራ ኣመሪቑ።

እቲ ዝተዋህበ ስልጠና፡ዝኾነ ቋንቋ ትግርኛ ዘይፈልጥ ሰብ ነቲ ዕዮ ተዓዚቡ: ድራማ ኤርትራ ብቐሊሉ ክርድኦ ከም ዝኽእል ንምግባሩ ዝዓለመ ከምዝኾነ፡ ካብ መንጎ ኣሰልጠንቲ ስነጥበባዊ ኤፍሬም ካሕሳይ(ወዲ ኳዳ) ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ: ናይ ድራማን ምእላይ ፊልምን ስልጠና ዝወሰዱ መንእሰያት ተመሪቖም