ኤርትራ:ብሰብ ሰርሖ ብልሒ ተሓጊዛ ብድምጽን ጽሑፍን ንዝተውሃባ ትእዛዝ ተተግብር ማሽን ተሰኒዓ

Your browser doesn’t support HTML5

መርሃዊ ጸጋይ፡እልልታ ደበሳይ፡ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ናሆም ወልዳይን ዮውሃንስ ከሰተን ዝተበሃሉ 6 መንእሰያት ሰብ ሰርሖ ብልሒ ተመርኹሳ ብድምጽን ጽሑፍን ንዝተውሃባ ትእዛዛትን መምርሒን ተቀቢላ ብተመሳሳሊ መልሲ ትህብን ተተግብርን ማሽን ሰኒዖም።