ኤርትራ:ቁጽሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ከምዝወሰኸ ተገሊጹ

ኣብ’ዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት ኣብ ልዕሊ 20 ጥርጡራት ኣብ ዝተገብረ መርመራ ክልተ ሰባት ቫይረስ ኮሮና ምልኻፎምን ቁጽሪ በቲ ሕማም ዝተለኽፉ ሰባት 33 ምብጽሑን ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ገሊጹ።

እዚ ከምዚ ኢሉ’ከሎ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝነብሩ ኤርትራዊያን ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝውዕል ገንዘባውን ንዋታዊን ሓገዛት የበርክቱ ከምዘለዉ ሚንስትሪ ጥዕና ወሲኹ ሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ:ቁጽሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ከምዝወሰኸ ተገሊጹ