ዋሽንግተን —
ኣብ ኣመሪካ ዝተመዝገበ፡ ኤሪ-ይኣክል ዝተባህለ ዘይመኽሰባዊ ትካል ንኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ዝውዕል 4.2 ሚልዮን ዶላር ዓይነታዊ ሓገዝ ረኺቡ ኣሎ። ብዛዕባ’ዚ ተረኺቡ ዘሎ ሓገዝን ትግባረኡን ዝምልከት ንኣባል ቦርድ እቲ ትካል ኣቶ ከሰተ በራኺ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ኤሪ-ይኣክል፡4.2 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን